BBC News ትግርኛ
BBC News ትግርኛ 's Channel
 
BBC News ትግርኛ has no videos available.
 
BBC News ትግርኛ
Profile
 
Name
BBC News ትግርኛ
Description
ሰላም ሰላም 👋🏽 እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም።
እዚ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ’ውን ካብ ዳያስፖራ ማሕበረሰብ፣ ካብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ምሉእ ዓለምን ዝመጽእ ዜናታት፣ እዋናዊ ጉዳያትን መዘናግዒታትን ከምኡ ድማ ተሞክሮን ትምህርትን ዘሕልፉ ዛንታታት እትረኽቡሉ ቻነልና እዩ።
ንእሙናት ምንጪታት ዝውከስ እዋናዊ ሓበሬታን ዓሚቕ ትንታነን፤ ዘዘናግዑን ዝምህሩን ተሞክሮታት ምስ ኣገደስቲ ሓበሬታታት መሳጢ ብዝኾነ ኣቀራርባ ሒዝናልኩም መጺእና ኣለና።
ካብ ፖለቲካ ክሳብ ጥዕናን ሳይንስን፤ ካብ ማሕበራዊ ጉዳያት ክሳብ እዋናዊ ፍጻመታት፣ ባህሊ፣ ቃለ-መጠይቓትን ገለጻዊ ትሕዝቶታትን ብንጹርን ሚዛናዊን መንገዲ ኣብ ቻነልና ተኸሺኑ ትረኽቡ።
ሰበር ዜና፣ ኣዘራረብቲ እዋናዊ ፍጻመታት፡ ወይ ትምህርታዊ ቪድዮታት ትደልዩ እንተኾይንኩም BBC NEWS ትግርኛ ቀኑዕ ምርጫኹም’ዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናብ ስድራ እዚ ቻነልና ተጸንበሩ። መዓልታዊ ሓደስቲ ቪድዮታት ኣብዚ ቻነልና ትረኽቡ።
Subscribers
46.7K
Subscriptions
userid get finish at: 0.00 clean innertube fetch finish at: 0.60 main response parse finish at: 1.00 getAdditionalSections finish at: 1.20 applyHTML finish at: 1.20