Profile
Name
ኣዶ ቃልኣብ ቻናል
Description
ሰላም ክቡራተይ እንካዕ ድሓን መፃእኹም🙏🙏🙏
ሰብስክራይብ ላይክ ሼር ብምግባር
ቤተሰብ ይኹኑ💐💐💐❤❤🌷🌷🌷
#
ሰብስክራይብ ላይክ ሼር ብምግባር
ቤተሰብ ይኹኑ💐💐💐❤❤🌷🌷🌷
#
Subscribers
6.49K
Subscriptions
Friends
Channel Comments
|
RahelTube-2127
(4 minutes ago)
እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ጓልነይ ዋው ደስ ዝብል ኣሰራርሓ የኔ ውሓለ ኢድኪ ይባርክ
|
|
Tsegu321
(10 minutes ago)
ሰላምኪ ይብዛሕ ዋውውው ደስ ዝብል ኣሰራራሓ እዩ ኢድ ይባርክ ፅቡቅ መደብ
|
|
ልዋምMideaማይኖ2
(17 minutes ago)
ሰላምኪ ይብዛሕ እንካዕ ዳሕና መጻኺ አዶ ንጥዕና ይግበሮ ደግሞ ክጥዕም ኢድ ይባርክ ናበልና ኢና
|
|
ጓልትግራይ-ተ3ቨ
(27 minutes ago)
እግዚአብሔር ይመስገን እንዃዕ ብስላም መፃኪ ዛቤተይይ ዋውውውው የኔ ዋሕሎ ደስ ክብል ጥዑም ኢድ ይባርክ ዛናተይይይቤተ ስላም
|
|
ኤዱጋልደስታ
(32 minutes ago)
ኣምላክ ይመስገን ጋልነይ እንካዕ ብሰላም መፃኪ ዛናተይ በርትዒ ዛናተይ
|
|
alguyoutubechannel
(47 minutes ago)
እንኳዕ ደሓን መፃእኺ ክብረተይ ሰላምኺ ይብዛሕ ዋውውውው ሞኮሮና በሸሚል ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ ቀፅልሉ ቁሪ ክወስደና ኢሉ ሓዱየ
|
|
ሚሊጋልትግራይ-ኘ2ከ
(51 minutes ago)
በርር
|
|
Atede-fq9iz
(1 hour ago)
እግዛአብሔር ይመስገን እንኳን ዳሕና መፃእኪ ኣዶ ቃል አብ ወለላይይይይ ስላምኪ ይብዝሐለይ ዋውውውውው ቆንጆ አስራራሓ እዩ ብርቲዕ
|
|
Abi-gx5ct
(2 hour ago)
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዓ ዳሕና መጻኪ ኣዶየይ ዋው ጽቡቅ ኣሳራርሓ ቀጽልሉ
|
|
Meazaዩቱብ
(2 hours ago)
እንኳዕ ሰላም መፃኪ ሓፍተይ ናተይ ዋውው ደስ ዝብል ምግቢ ኢድ ይባርክ
|
|
መብርሂትመኮነን-ፐ8ፐ
(15 hours ago)
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ሰላም መፅእኺ ኣዶ ቃልአብ ሰላምኪ ይብዛሕ ዋውውውውው ደስ ዝብል ኣሰራርሓ ውሓለ ኢድኪ ይባርክ ዝያዳይ
|
|
hyabgeremikiel1044
(3 hours ago)
ሰላምኪ ይብዛሓ እንካዓ ብሰላም መፀእኪ ኣዶ ቃላኣበይ ደስ ዝበል እዩ ጎባዝ ዋሓለ
|
|
BirenaዕጣንቤትL-veme
(8 hours ago)
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ሰላምም መፃእኺ ዋውው ዝገርም ኣሰራርሓ በሸምል እዩ ኢድ ይባርኽ ቀፅልሉ
|
|
TeameKesh
(11 hours ago)
እግዚኣብሔር ይመሰገን እንኳዕ ብሰላም መፀእኺ ኣዶ ቃልኣብ ዋውው ደሰ ዝብል ኣሳራርሓ
|
|
BUUdlaብዕዱላዩቱብጓልሕዋነ
(17 hours ago)
እግዚአብሔር ይመስገን ሓዱየ ቁሪ ድዩ ቀጥ ቀጥ ዘብለክሎ ይበል የኔ ዋሓለ
|
|
Azebsabawittube
(3 hours ago)
ሰላም ኣዶ ቃልኣበይ እንቃዕ ደሓን መፃእኪ ዋዉ ደስስ ዝብል ኣሰራርሓ ምግቢ እዩ ኢድ ይባረክ የኔዋ ጥዑም ምግቢ እዩ ሰሪሕኪ እማ ስደድለይ ደስስ ኢሉን ኮይነ እየዋ ️️️
|
|
Terhasgebremedhin
(13 hours ago)
እንኳዕ ዳሓን መፃእኺ ዛናተይ ዋዉዉ ደስ ክብል በርትዒ
|
|
Brzaf21GeBremeskel
(9 hours ago)
እግዚአብሔር ይመስገን ክብርቲ ሓፍተይ ሰላምኪ ይብዛሕ እንቋዕ ብሰላም መጻኪ ክብረተይ ብጣዕሚ ደስስስ ዝብል ኢድ ይባርክክ ጡዑም ናበልና ኢና ኣዶ ቃልኣበይበርትዒ
|
|
TGTube16-o5l
(16 hours ago)
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኪ ይብዛሕ እንቋዕ ብሰላም መጻኪ ጽቡቅ መደብ በርትዒ
|
|
ሜዲጓልተዋህዶ
(10 hours ago)
ሰላምኺ ይብዛሕ ኽብረተይ
|
Add comment






























