Profile
Name
ሳቂታዋ ገኒ ይቱብ
Description
Subscribers
5.41K
Subscriptions
Friends
Channel Comments
|
ሰንተር
(3 minutes ago)
እግዚአብሔር ይመሰገን እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ሰላምኪ ይብዛሕ ገኒየይ ዋዉዉዉዉዉዉዉዉዉዉዉዉዉዉዉዉዉዉዉዉዉዉዉዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥሚ ኢዩ ቀፃሊ መደብኺ ብሃንቀዉታ ንፅበ በርትዒ
|
|
MgbeyMgbey
(10 minutes ago)
በርርርርርር
|
|
MgbeyMgbey
(17 minutes ago)
የኔ ቆንጆ ብርትዓለይ
|
|
ሚሊዕባይሃገረስብ
(27 minutes ago)
በርርርር
|
|
ሚሊዕባይሃገረስብ
(31 minutes ago)
በርር
|
|
hyabgeremikiel1044
(47 minutes ago)
ሰላምኪ ይብዛሕ ወለለ ደስ ዝብል ግጥሚ ሳቂታይ ቀፀለሉ
|
|
Tsegu321
(52 minutes ago)
ሰላምኺ ይብዛሕ ዋውውውው ደስ ትብል ግጥሚ እያ ብርዕኺ ይሰስን ዛናተይ
|
|
Atede-fq9iz
(1 hour ago)
እግዛአብሔር ይመስገን እንኳን ዳሕና መፃእኪ ገኒ ወለላይይይ ምስ ጡዑም ድንፅኪ ፅብቅ አቅራራባ ግጥሚ ቃፅልሉ ብርቲዕ ክብረተይ
|
|
ልክሉፍቅሪዩቱብቻናል
(1 hour ago)
ኣብ ገለ ከባቢታት ዓለምና፣ ሕይወት ማለት ንፍርሒ፣ ንስደት፣ ንምንባር፣ ንምህዳም ዘብቅዕ ብርቱዕ ቃልሲ እዩ። ኩለን ስደተኛታት፣ ሓደ ሓደ ግዜ ቆልዑ፣ ደቀንስትዮ፣ ኣረግቶት፣ ነፍሲ ወከፎም ብሕማም ዝተመልአ ታሪኽ ሒዞም እዮም ዝጓዓዙ።"
|
|
ልዋምMideaማይኖ2
(2 hours ago)
ግጥሚ ከዓ ዋውውው
|
|
weyni1221
(9 hours ago)
ሰላም ሰላም ሰላም እንኳዕ ሰላም መፃእኪ በርዕኺ ይሰሰን በርትዒ
|
|
Lsandekihiwan
(10 hours ago)
እንኻዕ ብሰላም መፃኺ ዋውውውው ዝገርም ፅቡቕ ገይርኪ ገሊፅክዮ ናይ ሰደት አጆና እስኪ
|
|
TGTube16-o5l
(18 hours ago)
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኪ ይብዛሕ ዛናተይ እንቋዕ ብሰላም መጻኪ ጽቡቅ ግዜ በርትዒ
|
|
መቢርሽ
(11 hours ago)
እግዛብሔር ይመስገን እንካዕ ዳሕና መፃእኽ ሰላምኽ ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ወለላይ ብሓቅ ኣብስደት ኹሉ ርእና እና ደስስስ ዝበል ኣጋላሊፃ ኣግጥሚ ቐፅልሉ ወለላይ
|
|
Abi-gx5ct
(10 hours ago)
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዓ ዳሕና መጻኪ ዝያዳይ ደስ ዝብል ግጥሚ ቀጽልሉ
|
|
brtukan1227
(15 hours ago)
ሰላም እግዘአብሔር ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃእኪ ገኒየይ ብርዕኪ ይሰስን
|
|
ZufanZM
(2 hours ago)
እንኳዓ ዳሓን መጻእኺ ገኒዋይ እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላምታኺ ይጣዓም ዛምበይይ ዋውውውው ደሰሰሰ ዝብል ጻንሒትነይሩ በርትዒዘዛሐሓፈተይ
|
|
BirenaዕጣንቤትL-veme
(16 hours ago)
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ሰላምም መፃእኪ ሓፍተይ ዋው ዝገርም ግጥምን ሕቶን መልስን ብርዕኺ ይሰስን ንፍዕቲ ቀፅልሉ
|
|
Brhanጋልብሬየ-b6i
(13 hours ago)
እግዚአብሔር መስገን እንኳዓ ብስላም መፅአኪ ደሞ ብርትዒ
|
|
alguyoutubechannel
(2 hours ago)
ገኒየይ ዛናተይ እይኳዕ ደሓን መፃእኺ ወለላይ ደስስ ትብል ዛንታ ምስ ጡዑም ድምፅኺ ፅቡቅ ኣቀራርባ ቀፅልሉሉ ክብረተይ
|
Add comment






























